Cart 0
 
 
 
 

ሓደ ደቒቕ ምስክር

 
 
 
 
 
 
 
 
tigrinya.jpg
ፈልጥዎ ነቲ ኣብ ዓለም ዝተጠቕመ ሓደ ደቒቕ ምስክር መሳርሒ.
 
 
 
 

ናይ ድሕነት ግጥሚ

Tigrinya Language (ትግርኛ)

 

የሱስ ኣብ መስቀል ሞይትካ ስለይ
ተንሲእካ ካብ ሞት ንምድሓን ነፍሰይ
ይቕረ በል ንኹሉ ሓጢኣተይ
ናይ ልበይ ዓርክን ጎይታን ህይወተይን ኩን
ህይወተይ ለዊጥካ ሓድሰለይ
ንዓኻ ክነብር ርድኣኒ ጎይታይ